እዋናዊ መግለጺ ንአቶ ረዘነ ሃብተ ዝምልከት እቲ ጹኑዕ ብዓል መትከል ንኹሉ ፈንጪሑ ከምዝዕወት ዘወላዉል ኣይኮነን::
ሓዲሽ ምዕራፍ ታሪኽ ዝተጻሕፈሉን ሕርያ ህዝቢ ትግራይ ዝተረጋገጸሉን መድረኽ በጺሕና ኣለና፡
ኣብ ዝኾነ ኩነት - ትግራይ ትዕወት